ኤጀንሴ ልምዓት ዳኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ኮምፒተርን ላፕቶፕን ብግለፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ግልጋሎት ናይ ዋይርለስ ኮነትሮለርን ዋየርለስ ኣክሰስ ፓይንትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ :ኮምፒተርን ኮምፕተር ተንከፍን : ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ንጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕል ትቦታት ማይን መገጣጠምኡን ቆፀርትን : ፕሪንተር : ናይ ህንፃ ስራሕቲ አቁሑት :ቆርቆሮ ቴንዲኖ ብሎኬተ ሓመድ ሑፃ ፈርኒቸር ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ጀሰተነር 2430(Gestetner DX 2430 copy printer) አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2010 ዓም በቲ ናይቲ ኮሌጅ መደበኛ በጀት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፡መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቅሑት ኣይቲ፡ መሳርሒ ፅህፈት: ኣቅሑት ዕጥቅታት ስፖርት :ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣብያቲ ክልል ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ቆሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (Office Furniture )ን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት (ዴስክቶፕ ኮምፒተርን :ላፕቶፕ ኮምፒተርን :ዲጂታል ካሜራን) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓትን ኣብያቲ ክልል ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ አቁሑት(ፈርኒቸር) ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት(ዴስክቶፕ ኮምፒተር ላፕቶፕ ኮምፒተርን ዲጂታል ካሜራን) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ