ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኮምፒተር ተዛምድቲ ኣቅሑትን : መሳርሒ ፅሕፈት :ጎማ መካይን : መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ላፕቶፕ :ዲስክ ቶፕ :ኮምፒተር : ፕሪንተር : ቢመር : ፕሮጀከትር ዳታ : ፎቶ ኮፒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበሉ ኮምፒተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤለክትሮኒክስ(ፎቶኮፒን ካልኦትን) ስፔር ፓርት(ጎማ ካላማደርያ ካልኦት) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ህክምና : ኣቅሑት ቤተ ፈተነ : ናይ በሪ መዓፆ መዕፀዊ መክፈትን : ላፕቶፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ኣንድ ፕሪንተርና ሶስት ፕሮጀክተሮች በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ሴክተራት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሐት : ናይ ስፖርት ዕጥቂ : ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክሕትምን ይደሊ

ሃገረ ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኮምፒተራትን ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ : ፈርኒቸር : ኮምፒተር : ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2010 ዓም ከልኣይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ስራሐቲ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት: ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተር ኣክስሰሪ :ሕትመት:ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ሰልሳይ ፍርቂ ዓመት ኣቅሑት ፅሬትን: ዓለባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ