ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ስራሕቲ ግሪነር በዚ ዘፈር ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ:

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ግሪነሪ ስራሕቲ ናይ ጎዳና ተክልታት ናይ ደንቢ መከብርቲ ክዳን ፈርኒቸር ክዕድግ ይደሊ

የወረዳ ኣፅቢ ወንበረታ ትልምና ፋይናንስ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት ህንፃ መሳሪያና የማዕድን ወጤት (አሸወና ጠጠር) 3000 : የንብ ትጥቅ 3000 ብግልፅ ጨረታ ለመግዛት ይፈልጋል

ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ንናይ 2010 ባጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ናይ ህንፃ መሳርሒን : ፈርኒቸር :ናይ ኤሌከተሮኒክስ: ወራጅን ሞራለን ባህርዛፍ : ቀለብ እንስሳት ፍርስኳ : ማተኔላን ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክገዝእ ክሕዝን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ሕትመት :ሎት ሰለስተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮ : ሎት ሽድሽት መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ዘርኢ ቀለብ እንስሳት ደንን በቲ ዘፍረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኮምፒተር ተዛምድቲ : ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ :ኣቅሑት ዉፅኢት ሓፂነ መፂን :መሳርሒ ህንፃን ዝተፈላለዩ ዝራእትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቐደማይ ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ክፍለ ከተማ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግሉ ዝዉዕል ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ አብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል ክራይ ዶዘር ንምክራይን ዝተፈላለዮ ናይ ደን ዘርኢን መድሓኒትን ምግዛእ ይደሊ

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ንህቢ አቁሑ /bee equipment / ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ