ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን አብ ዘበነ 2008 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ዘርኢ መኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ተክልን ዘርዚ መኖን ናይ ንህቢ መሳርሕን ካብ ናይ ኤስኤልኤምን መደበኛ በጀትን ከምኡዉን ብናይ ኤስዲጂ በጀት አብ ሞተር ፖምፕ ዝተተሓዘ በቲ ዓዉዲ ስራሕ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንከተማ ዓብዩ ዓዲ ናይ ግሪነሪ ወይድማ መናፈሲ ቦታ ንምስራሕ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ:ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንከተማ ዓብዩ ዓዲ ናይ ግሪነሪ ወይድማ መናፈሲ ቦታ ንምስራሕ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ:

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ህነፃ መሳርሒ : ናይ ንህብን ናይ ምርምር ከፍቲ መሳርሒታት ን 2008 ዓም ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ዶዘር ማሽን ሲኤፍፒ ኤስኣር ዝዓይነታ ን 45 ሰዓታት ክራይ ከመኡዉን ፍረ ማንጎ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ ጣብያታት ዝትከሉ ዘርኢ ስነሂወትን ቀወምቲ ተክሊታት ንዕቀባ ገለዒ ሓመድን ማይን ግልጋሎት ብተወሳኪ ዉን ንቀለብ እንስሳት ዝዉዕሉ ከምኡዉን ተክሊ ሻምባቆ ተክሊ ሽባካ ሳስፓንያ ሞሪንጋ ዝርእታት ብግልፂ ጨረታ ክግዝእ ስለዝደለየ ናይ ዝተጠቀሰ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ FLAMB ካፒታል በጀትን ን2008 ዓም በጀት ዓመት ንአብያተ ቤት ፅሕፈት እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ቀለብ እንስሳ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ቀዒሎም ዝተዘርሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወደደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ንናይ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣግራብ ዘርእን ፍራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ