ሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ የደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

መቐለ ሆስፒታል

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ :ኣብ ሓዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ ፤

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/04/2012 ክሳብ 23/04/2012 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንሰን ምምሕዳር ንብረት ቁፅሪ 62 ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

3 ሆስፒታል መቀለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-420046

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo