ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የትግራይ ክልል ከተማ ልማት ንግድና ኢንዱስትርን ቢሮ

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ::

  1. ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ኣተሓሒዝኩም ክተቕርቡ እትክእሉ::
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩምን Tin  ሰርቲፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ::
  3. ቫተ ሰርቲፌኬትን ዘለኩምን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም ዲክሌር ዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::
  4. ናይ2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት እተቕርቡ እትክእሉ::
  5. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ካብ ዝአሰርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርክምዎ  ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10መዓልቲ ዝቐረበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ብናይ ባዕልኹም መጓዓዝያ ናብ ቢሮና ኣታዊ ብምግባር ባዕሉ ገጢሙ ከረክብ ዝክእል
  6. መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተም ፌርማን ክህልዎ ይግባእ::
  7. ተጫረቲ ዘይምለስ 30.00 /ሰላሳ ብር /  እናኸፈልኩም ካብ ቢሮልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 49 ብምግዛእ ካብ 1/04/2008 ዓ/ም ክሳብ 15/04/2008 ሰዓት 8:30 እናመፃእኹም ክትወስዱ ትክእሉ
  8. ተጫረትቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ብር 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ/ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክረዲት ክተቕርቡ እትክእሉ::
  9. እቲ ጨረታ ዕለት 15/04/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት9:00 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲስራሕ ዕዳጋንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት::
  10. እቲ ጨረታ ምስተኸፈተ እቲ ቢሮ ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20% ክዉስክ ወይ ክቕንስ ይኽእል እዩ
  11. ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ::
  12. ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344408973 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ምካንኩም ንሕብር ::

 

 

 

 

 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo