1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግድን ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ
2 ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገበን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሕዳር 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ
4 መኸበሪ ጨረታ ንኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ንዝተረፉ ካልኦት 4000 ቅርሺ ብስፒኦ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
5 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መራገፍን ናብ ወረዳ ፀለምቲ መባእታዊ ሆስፒታል ማይ ፀብሪ ከቅርብ ዝክእል
6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ መባእታዊ ሆስፒታል ማይ ፀብሪ ምዉሳድ ይካኣል
7 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 01/05/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ካብቲ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
9 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልቲ 40 መዓልቲ ይከዉን
10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ03 46 62 02 89 /09 14 78 27 45