1 ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሸገን ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 20/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይዕፀዉ
3 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡
4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል፡