ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዙ ናይ ኒሳን ሞዴል ZNA መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት /ሹኪት/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የትግራይ ኢንዱስትሪ ፓርክ ኮርፖሬሽ

1 በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነት ፣ ቲን ካርድን

2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

3 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ፊት ንፊት ዓብይ ንግድ ባንክ ሞሞና ህንፃ 8ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ ዕለት 07/04/2012ዓ/ም ክሳብ 10/04/2012 ዓ/*ም ሰዓት 4፡ 00 ንጉሆ ምዉሳድ ይክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 03 42 41 76 69

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo