ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሓካይም ፃዕዳ ክዳን ፣ ናይ ፖሊስ ፊስካ ፣ ናይ ፖሊስ ዱላ እና ሻራ ቆበቶ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሰራዊት ደንቢ ክዳን ዝምልከት ይከዉን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ/ከስርሕ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

የትግራይ ክልል አስተዳደር ፀጥታ ቢሮ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅረብ፣

2 Tin Number ዘለዎን አብ መቅረባይነት ዘተመዝገቡ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዘክእል::

3 ቫት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ጥረ ገንዘብ ብር 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብሽም ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ክትሕዝ ዝኽእል::

5 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቢሮ ፀጥታ ንምም/ር ክ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተ/ ሃይማኖት ቤትክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ደ/ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ን/ ምም/ር ዘይምለስ 20.00 ብር ከፊልኩም ትወስዱ::

6 ተጫራታይ ነጋዶ እቲ ዘሸነፎ ንብረት ብንፁር በቲ ዝወፁ Specification መሰረት ናይ ሐደ ዋጋን ጠ/ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ አብ ዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ የቅርብ ፡፡ እቲ ንብረት ኦርጂናልን 1ይ ደረጃ ይከውን፡፡

7 ኣሸናፊ ዝኾነ ነጋዳይን ዝሽነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝያ ናብ መ/ቤትና ኣምፂኡ ከረክብ ዝኽእል ፤እቲ ንብረት Specification ትክክለኛ ምኮኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ገይሩ ገንዝብ ይወስድ።

8 መክበሪ ዉዕሊ 10 % ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝክእልን ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብርን።

9 ቢሮና ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት 20 % ምዉሳክን ምቅናስን ዝክእል ምኮኑ::

10 ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝፈተነ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባር ናይ ጨረታ መክበሪ ዘተሓዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ኮይኑ ኣብ ካልኦት ጨረታ ከም ዘይሳተፍን ብሐጊ እዉን ተሓታቲ መኮኑ ክፈልጥ ኣለዎ፤

11 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 07/04/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/04/2012 ዓ/ም ይኸዉን::

12 እቲ ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 20/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓተ 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘተረኸብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ናይ ጨረታ መክበሪ እንተኣትሒዞም ንሳቶም ብዘይ ምህላዎም እቲ ጨረታ ክጉላእላእ ኣይክእልን ::

13 ብመምርሒ መሰረት ቫት 15 % ዊዝ ሆልድ 2 % ክኸፍል ምኻኑ ነፍልጥ::

14 መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

15 ቢሮና ዝርከብሉ እንዳ ተሃይማኖት ቤት ክርስትያን ፊትንፊት / ናይ ቅድሚ ሸሙ ኮሚሳርያት / ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344- 409947 ደዊልካ ምሕታትይካኣል::

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo