ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት ንምግዛእ ስለ ዝደለየ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም

ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 03 /04/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት07/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ፀኒሑ  08/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo