ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓባይ ባስ ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/04/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/04/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo