ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ 80L ሞዴል መኪና ስፔር ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የሽረ ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ

1 ቲን ናምበር ፣ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘቕርብ

2 መጓዓዓዚ ብናይ መቅረባይ ሓላፍነት ናብ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ የቅርብ

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ 30/03/2012ዓ/ም ክሳብ 03/04/2012

4 ፕሮፎርማ ዝዕሸገሉ 03/04/2012ሰዓት 4፡00 በቲ ዕለት ሰዓት 4፡15 ይክፈት

5 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበረታ 03 44 44 35 82

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo