ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ናይ ሰራሕተኛታቱ ናይ ምግብን ካልኦት ግልጋሎት ንቐረብ ዝህብ ክበብ /ካፍተርያ / ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ብሩ ተስፋ ተስፋ የመስኖ እና የውሃ ቴክኖሎጂ

1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፈቃድን፣ ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ሰርተፊኬት፣ ከምኡውን ተ.እ.ታክስ /ቫት/ ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ፤

2 ተጫረትቲ ንጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ 10000 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይም ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፤

3 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 100 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 2:00 ክሳብ ድሐሪ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 18/03/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ናብ ትካልና ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ፤

5 ተወዳደርቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ብተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ክሳብ 08/04/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትው ትክእሉ፤

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 08/04/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:30 ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝረከብ ናይ ስልጠና ኣደራሽ ይክፈት፤

7 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 09 14 70 70 67 09 14 72 64 60  ደዊልካ ምሕታት ይከአል፤

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo