ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ንኣጎግልጋሎት ዝኸዉን፣ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምና ን ፣ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ሎት 01 መሳርሒ ፅሕፈትሎት 02 ኣቅሑት ፅሬት ሎት 03 ናይሕትመት ሰነዳትን መዛግብትን ሎት 4 ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ተዛመድትን ሎት 5 መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2012 ዓ/ም ንግዲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኦርጅናል ሐደ ኮፒን ዘቅርብ

2 ብንግዲ ስራሕ ዝተሰማረየ ምካ ዝተወሃቦ መፍለዩ ቁፅሪ ቲን ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኦርጅናል ሐደ ኮፒን ዘቅርብ

3 ኣብ ናይ መንግስቲ ግዚኢት ንምስታፍ ዝተወሃቦም ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቅረብቲ ካርዲ ሰርቲፊኬት ኣብ እዋን ጨረታ ዘክፈተሉ ኦርጅናልና ሓደ ኮፒ ዘቕርብ

4 ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ፍቃድ ናይ ቫት ተመዝጋ ክከዉን ከም ዘለዎን ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ኦርጅናልና ሓደ ኮፒ ዘቕርብ

5ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ድምሳስ እንተሃልይዎ ናይ በዓል ዋና መረጋገፂ ፌርማ ክቅመጠሉ ኣለዎም እንተዘይሃልይዎ እቲ ኣይተም ንብረት ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን

6 ናይ ሎት 01 02 03 04 05 ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ጥራሕ ኮይኑ 5000.00 ብር ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከቕርብ ዝክእሉ

7 እቲ ጨረታ ኮነ ኢሉ ዘዛብዕ ከጭበርብር ዝፈተነ ካብቲ ጨረታ ክወፅእ ተገይሩ ዘትሐዞ ጨረታ መክበሪ ተወሪሱ ብናይ ክልል ትግራይ ዕድጊት መምርሒ ዝዶንጎጎ ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን

8 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን መመሓየሺ ኣበ ጨረታ ሰነድ ምግባር ብፍፁም ኣይፍቀደን

9 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት እቲ ጨረታ ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምም ንብረትን ብአካል ቀሪቡ ዉዕሊ ይኣስር ከይዲ እቲ ጨረታ ቅሬታ

10 ኣብቲ ጨረታ ከይዲ ቅሬታ እንተሃልዎ ጨረታ ዉሳነ ካብ ዝረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 3 ተኸታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ጥራሕ ናብ ዓድግራተ ጀነራል ሆስፒታል ቅሬታ ዘለዎ ቅሬቱኡ ብፅሑፍ ኣለዎ

11 ናይ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ሰነድ መግዝኢ ብር 100.00 ብምክፋል ካብ ዕለት 16/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/03/2012 ዓ/ም ካብ ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናነስ ምምሕዳር ንብረት ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ወይ ብምዕዳም ኣብ ዋጋ መምልኢ ብትክክል መሊኦም ንዑኡ ተባሂሊ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ኦርጅናልን ኮፒን ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከእትዉ ኣለዎም

12 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10% ዉዕሊ መኸበሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ /ብስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል

13 ተጫራታይ ካብቲ ናይ ትግራይ መምርሒ ዕደጋ 04/2007 ወፃኢ ዝኮነ ናይ ግዜ ገደብ ሂቡ እንተተወደዲሩ ሰዓራይ ኣብ ዝኮነሉ በቲ ናይ ዕደጋ መምርሒ ዝተኣናገድሉ ምካኑ ፈሊጡ ናይ ባዕሉ መምርሒ ከቕምጥ ከምዘይብሉን እንተቐመጠ እዉን ተቐባልነት የብሉን

14 እዚ ጨረታ ዕለት 30 /03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት ካብ ዓድግራት ጀነራል ሆስፒታል ደጋፊ ካይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይ/ምመ/ር ንብረት ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ዘሎ ቦታ ኣብ ቅድሚ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣበ ዘለዉዎ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-452201 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo