ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ሳይክል ተወዳደርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮቦርታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ

የመቕለ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል

2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር

4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 25/02/2012ዓ/ም ክሳብ 27/02/2012ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ 10  

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo