1 ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረብቲ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ዝኮንኩም ንጨረታ ዝጠቅሙ ኩሉ ብምሓዝ ክትወዳደሩ ንዕድም
2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50፡00 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ጨረታ እዚ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ክፍሊ ዕደጋ ብምዉሳድ ሰነድ ጨረታኩም ብፖስታ ክሳብ 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
3 ጨረታ ሰዓት ዝዕፀወሉ ዕለት 10/03/2012ዓ/ም ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት
4 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ቁ/ስ 03 44 46 00 62 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል