ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ን ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

የዓዳ ሐቂ ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ነዚ ተዘርዘሩ ዘሎ ንብረት ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ  ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ መስከረም ዲክልር ዝገበሩ  ፣ መቕረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ ጨረታ መክብሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒአ ወይ ድማ ብባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

3 መሸነፊ ድርርጅት ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ወዕሊ ክአስር ዝክእል

4 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽንÂ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

5 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዕለት 19/02/2012 ክሳብ 04/03/2012 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo