ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንዳ/ዳሬክቶሬት ምድላዉ ትልምን ክትትልን ገምጋምን ንዳ/ዳ/ ምድላዉ ትልምን ክትትልን ገምጋምን ታ.ቁ 4-01683 ት.ግ ሞዴል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ

የትግራይ ክልልት እቅድና ፋይናንስ ቢሮ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎም

3 ናይ ግበሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክኸፍሉ ዘክእሉ

5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል

6 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሺጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 05/02/2012ዓ/ም ክሳብ 07/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክተቅርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ

7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/02/2012ሰዓት 9፡00 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo