ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ኣቅሑት ሕትመትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የትግራይ ክልል ፍትህ ቢሮ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ፣ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ 2012ዓ/ም ወርሒ መስከረም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ  ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ዝገብር

6 ናይ መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድለዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ስምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

7 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ሰነድ መምርሒ ንኩሎም መደባት ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 3/02/2012ዓ/ም ክሳብ 21/02/2012ዓ/ም

8 ተጫረቲ ናይቲ ዉሕስና መኸበሪ ንነዉስወከፍ ሰነድ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብሽም ቤት ፅሕፈትና ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 እቲ ጨረታ 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo