ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈትና ዝዉዕሉ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

የማእከላይ ዞን አስተዳደር ጽህፈት ቤት

1 ናይ 2011ን2012ን ዓ ∙ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

1 ናይ 2011ን2012ን ዓ ∙ም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት መለለዩ መንነት ወረቀት ምስክር ፣ከፋላይ ግብሪ፣ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምኡዉን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011 ዓ ∙ም ዲክላራሽን

2 ናይዞም ዝተሓበሩ ረቋሕታት መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ኣለዎ

3 ተጫረቲ ዘይምለስ 40 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዞባ ማእከል ክፍሊ ቁፅሪ 36 ምዉሳድ ይከኣል

4 ዝተሓዝ መክበሪ ጨረታ ዝሰዓረ ምስተፈለጠ ንዘይሰዓሩ ሽዑንሹዑ ዝምለስ 7,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ዝተረጋገፀ ቼክ ክተትሕዙ ኣለኩም

5 ተጫሪቲ ሰዓርቲ ምካኖም ምስተገለጸፀ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልትታት ቀሪቦም ዉዕሊ ክኣስሩ ኣለዎም

6 ተጫረቲ መክበሪ ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰሮ 10 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ከቅርቡ ኣለዎም

7 ተጫረቲ ዉዕሊ ካብ ዝኣስርሉ ኣብ 10 ናይ ስራሕ መዓልትታት ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ናብ ክፍሊ ንብረት ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም

8 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ 26 መስከረም 2012 ዓ∙ ም ክሳብ 21 ጥቅምቲ 2012ዓ ም ሰዓት 4፡ 00 ናይ ንጉሆ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ሰዓት ኣብቲ ከይዲ ስራሕ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ ሳነዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 21 ጥቅምቲ 2012 ዓ ∙ም ሰዓተ 4 00 ቅድሚ ቀትሪ እንትከዉን ብተመሳሳሊ ዕለት ድማ ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ወኪል ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ መስራዝ መሰል ኣለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0347 75 48 52ምሕታት ይከኣል


ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo