ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር መኪና ጌጣጌጥን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን መኪና መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ሓድነት ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ዝተኣሸገ ፖስታ ፣ ዋጋ ዝመልኦ ኣካል ፌርማን ማህተምን ዘለዎ

2 ተወዳደርቲ ንምዉድዳር ዘድልዮም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ፣ ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት፣ ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ

3 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 21/01/2012 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/1/2012 ሰዓት 3፡30 ተዓፂዩ ንፅባሒቱ ዕለት 26/1/2012 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ቁፅሪ 28 2ይ ደብሪ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

5 ኣብ መንጎ መቅረባይንቤት ፅሕፈትን መቅረባይ ዝህቦ ናይ ዋጋ መግለፂ ካም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

6 ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

7 ተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo