ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ን 2012 ናይ ስራሕ ዘመን ዘድልዩ ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ኮንስትራክሽን ማሽነርታት ኣናእሽቶይ መካይንን ንሓደ ዓመት ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ በቲ ተተሒዙ ዘሎ ዝርዝር ረቃሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ከተጫርቱ እትክአሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

ብሩ ተስፋ ተስፋ የመስኖ እና የውሃ ቴክኖሎጂ

1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፈቃድን፣ ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ሰርተፊኬት፣ ከምኡውን ተ.እ.ታክስ /ቫት/ ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ፤

2 ተጫረትቲ ንጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ 10000 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይም ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፤

3 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 50 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 2:00 ክሳብ ድሐሪ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 14/01/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ናብ ትካልና ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ፤

5 ተወዳደርቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ብተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 14/01/2012ዓ/ም ክሳብ 06/02/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትው ትክእሉ፤

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 06/02/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝረከብ ናይ ስልጠና ኣደራሽ ይክፈት፤

7 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ /0914707067 / 09 14 70 70 67 ደዊልካ ምሕታት ይከአል፤

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo