1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 15 /01 /2012 ዓም ክሳብ ዕለት 19/01/2012 ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ንሱ 9:30 ይክፈት
4 ዲክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ
ተቁ | ዝርዝር ዓነት ንብረት / ግልጋሎት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ስጌቶ /ናይ ሓፂን መቑረፂ/ | ብሳምፕል መሰረት | ብቁፅሪ | 24 |
2 | ABRO Contact Cleaner | AB- 80 | ብቁፅሪ | 08 |
ስልኪ ቁፅሪ 0344404715