ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ን 4ተ ሰባት ፎቶ ግራፍ ብምስኣልን ንቲ ፎቶ ፍሬም ጌሩ ዘረክብ ሰኣላይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስእል ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

ትግራይ ክልል ሳይንስን ቴክኖሎጂ ኤጀንሲ

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም

2 በቲ ሓዱሽ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ

5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 14/01/2012 ክሳብ 16/01/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo