ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ካፒታል ፕሮጀክት ምሩፅ ሐመድ ተምርት (ዶዘር ክራይ) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ሮቋሕታት


1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ/ : ዝተሐደሰ መቅረባይ ሰርትፊኬት : VAT ተመዝገብቲ ን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክሌሬሽን ዘቕርብ

2   በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ነኡ/ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 034 ካብ 29/02/2007 ዓ/ም ጀሚሩ 50.00 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ  ይካአል::

3 ጨረታ መኸበሪ ምሩፅ ሐመድ ተምርት (ዶዘር ክራይ) 15000.00 ብር ብመልክዕ ጥረ ገንዘብ : ብባንኪ ዝተረጋገፀ መእዘዚ ክፈሊት ቼክ : አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ለሌተርኦፍ ክሬዲት ከትሕዝ ዝኽእል/ትኽእል::
4 ጨረታ ዕለት 20/ 03 /2008 ዓ/ም ሰዓት  8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 20/ 03 /2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል::

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ  መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

7 ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ::

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348990089/0344406839/408501  ደዊልካ  መብርሂ  ምሕታት  ትኽእሉ::

 

 

 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo