ቤት ፅሕፈት ማሕበር ባህሊ ትግራይ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት በቲ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የትግራይ ባህሊ ማሕበር

 

ተቁ

ዝርዝር

መዐቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

D-Link(TP-Link)

ብቁፅሪ

01

 

 

 

2

Wifi expansion cards

ብቁፅሪ

12

 

 

 

3

USB Wifi adapter

ብቁፅሪ

02

 

 

 

4

20m 6e cat crimpted

ብቁፅሪ

01

 

 

 

5

External LG dvd/CD-RW Drive

ብቁፅሪ

01

 

 

 

6

Bower

ብቁፅሪ

01

 

 

 

 መተሓሳሰቢ

1 ተጫረቲ ንግዲ ፍቓዶምን TIN ቁፅሮምን ፎቶ ኮፒ አተሓሐዞም የቕርቡ

2 ካብ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ሰነድ ወሲድኩም ብምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 23/02/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/03/2008 ዓም ሰዓት 5:30 ጥራሕ ኣብ ስራሕ ሰዓት መዓልትን ኣብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ንዕድም

3 ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫት ምኳኑ ክገልፅ አለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኾነ ይቑፀር

4 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ሓሙስ 02/03/2008 ዓም ሰዓት 9:00

5 እቲ ንብረት አብ 2ተ መዓልቲ ከምተረክቡ ንሕብር

6 ቤት ፅሕፈትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ዘይገደድ ምዃኑ ንገልፅ

 

 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo