ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንዘለዎና 6 መኪናታት ማለት ዓይነታት ንዓመት ሙሉእ ን 2012 ዓ/ም ዘለዉ ጋራጃት ደረጃ 4ተ ልዕሊኡን ልዕሊኡን ግልጋሎት ፅገና ሰርቪስ ዝገበሩ ኣብ ሕጋዉያን ነጋዶ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቃሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም

የትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስት ቴክኒክና ሙያ ትምህርትና ስልጠና ቢሮ

ዝስዕቡ ረቃሕታት ከተማልኡ ይግባእ

1 ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅሪ ሰርትፊኬት ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

3 ደረጃ 4ተን ወይም ልዕሊኡ ብቅዓት መረጋገፂ ኮፒ ዘቅርብን

ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30 /12/ 2011 ዓም ክሳብ 04 /13 /2011 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

ፕሮፎርማ ዕለት 05/ 13/ 2011 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo