1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም
2 ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም
3 ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብኩም
4 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዝገብርኩምሉ መረዳእታ
5 መኸበሪ ጨረታ ንነፍሰወከፍ 5000.00ቅርሺ ከተቕርቡ እትክእሉ
6 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን መፂኢኩም ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ዕለት 27/12/2011 ክሳብ 05/1/2012ዓ/ም
8 ጨረታ 05/1/2012ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይክፈት
9 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70 /03 42 41 01 17 ደዊልካ ምሕታት ይካአል