ኣብ 2007 በጀት ዓመት 1 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ LOT መቒሉ

የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

         ማለተ እዉን

ምድብ - 1  /LOT -1 : -  ሃለቕትን ቐወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት

ምድብ - 2  /LOT -2 : - ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑት

ምድብ - 3  /LOT -3 : - ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ጎማታትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ  ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  ስለዚ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ  ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ TIN ሰርተፊኬት ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::

3  ንተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገበ  VAT  ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ መስከረም 2008 ዓ/ም   VAT ድክላሬሽን ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል:;

4 በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስኽር ወረቐት  ኦርጅናልን ሓደ ኮፒን  ከቅርብ ዝኽእል::

5 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደደሪ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ዝተሐተተ ፈርኒቸር ኣቑሑት ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝኽእል::

6 ናይ መወዳደሪ ደኩሜንተ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን  ፌርማን ዘለዎ ክኸዉን ይግባእ::

7 ተጫረቲ  ንዝተዳለወ ዝርዝር መምረሒ ጨረታን ሰነድነ ጨረታን ምድብ- 1ን ምድብ- 2ን ምድብ- 4ን  /LOT -1, /LOT -2, /LOT -3 /  ንዘለዉ  ዝርዝር  ንብረታት ንሕድሕድ ሰነድ  ዘይምለስ  ብር  100.00  /ሓደ ሚኢቲ ብር ጥራሕ / ምድብ- 3 /LOT -3  ሰነድ ዘይምለስ ብር  30. 00/ሳላሳ  ቅርሺ  ጥራሕ/ እናኸፈለ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ  2-19 ካብ 17 /2 /2008 ዓ/ም ክሳብ 01/ 3 /2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ  ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክእል::

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ንሕድሕድ ሰነድ  ጨረታ /LOT -1, /LOT -2, /LOT -3 / ብር 7000. 00 / ሸዉዓተ ሽሕ  ብር ጥራሕ/ ብሽም  ቢሮ ትልምን ፋይናንስን  / Bureau of plan & finance / ብ CPO ወይ ብስርቲፋይድ ቼክ ዉይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ናብ ዝተዳለወ  ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ጨረታ ቅደሚ ምክፋቱ ከቅርብ ዝኽእል::

9  እቲ ጨረታ ዕለት  1 /3 /2008  ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ንጎሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00  ንጎሆ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ንብረት  ምም/ርንቢሮ ቑፅሪ 2-19  ተጫረቲ  ወይ  ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት::

10 ቢሮና ነቲ ጨረታዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

11 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ  20 % ክቅንስ /  ክዉስክ ይክእል እዩ::

12  ሰዓራይ እቲ ዘቕርቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይኸዉን::

13  ንዝበለፀ  ሓበሬታብቴሌፎን ቑፅሪ  03444105291  / 0344406200 /01-09   ናይ ዉሽጢ መስመር   227 :  265  ደዊልካ ምሕታት ዝከኣል ምኻኑ ንሕብር::

 

 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo