ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንዘለዎኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ሕፅበት /ላቫጆ/ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ትግራይ የውሃ ስራዎች ጥናት, ዲዛይንና ቁጥጥር ድርጅት

1 በዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ

2 ናይ መቕረባይነት ፣ቫት ቲኦቲ ፣ቲን ተመዝጋቢ ምኻንኹም ናይ ተመዝጋባይነት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ ትኽእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ ተኾይኖም ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክክዉን ኣለዎ

4 ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ 3,000.00 ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 06/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 20/12/2011ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳአታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ 9፡00 ይኽፈት

ንተወሳኺ ሓበሬታ - 03 44 41 85 56  ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo