ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣባላት መለለይ መንነት ክሕተም ወይ ክስራሕ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ኣብያተ ሕትመት ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

መለለይ መንነት

 ስፍሓት 10ሳ.ሜ *7

ረጉድ ሽፋን

ሕቡሩ ድብዙዝ ቆፅላዋይ

ካብ 2-6 ዉሽጡ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራት መቐለ ዝብል ደቂቕ ሕቡእ ፅሑፍ ዘለዎ

ሎጎ ብንፁር ዝረአ ቕድሚ ሕትመት ዲዛይን ሰርሑ ከርኢ ዝኽእልን ብተወሳኪ ብሳምብል መሰረት ከቕርብ ዝኽእል

ብቁፅሪ

5000

1 ዝታሃደሰ ናይ 201ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም፣ ፌርማን ሰልኪ ቑፅርን ክህልዎ ይግባእ

4 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

5 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 6/12/2011 ክሳብ 10/12/2011ዓ/ም ዝክፈተሉ ነሓሰ 2011 ሰዓት 3፡00 ንጉሆ

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 41 44 90 / 03 44 41 65 54 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo