ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋት ዝዉዕል ናይ መኪ ባትርን ናይ መኪና ጎማን ምስ ካላማደርያ አቁሑት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

የትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስት ቴክኒክና ሙያ ትምህርትና ስልጠና ቢሮ

ዝስዕቡ ረቃሕታት ከተማልኡ ይግባእ

ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ

ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅሪ

ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት

ቫት ተመዝገብቲ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርትፍኬት ክተቅርቡ

ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18 /11/ 2011 ዓም ክሳብ 22 /11 /2011 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

ፕሮፎርማ ዕለት 23/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo