ትካልና ዲቢኤል ኢንዳስትሪ ሓ.ዝ.ዉ.ማ ደረጃ Bን : Cን ተረፈ ምህርቲ ( Knitting Rags) ብግምት 250 ኩንታል ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥን ምስ ጨረታ ሰዓርቲ ናይ 06 (ሽድሽት) ኣዋርሕ ኩንትራት ከኣስር ይደሊ

ዲ.ቢ.ኤል ኢንዱስትሪ ሓ/የተ/የግ/ማሕበር

1 ተጫረቲ ናይ 2011 ዓ/ም ናይ ስራሕ ግብሪ ዝኸፈሉን ፈቃዶም ዘሐደሱን ክኸውን ይግባእ።

2 ተጫረቲ ንጨረታ ዘቐረበ ተረፈ ምህርቲ (Knitting rags) ኣብ ኲሓ ብለት ኣብ ዝርከብ ፋብሪካና ኩሉግዜ ካብ ሰሉስ ከሳብ ሓሙስ ካብ ዕለት 23/07/2019- 25/07/2019 ኣ.ፈ ንጉሆ ካብ ሰዓት 2:00 ክሳብ ድ.ሰዓት 11:00 ብኣካል ብምቅራብ ክሪእዎን ዋግኦምን ንሓደ ኩንታል ብክንደይ ከምዝገዝኡ በዚ ዝስዕብ ሰደቃ መሰረት ብምንፃር ብዝተዓሸገ ፖስታ ነቲ ጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ይከኣል።

ተቁ

ደረጃ  Grade

ዋጋ /ኪሎ Unit price/Kg

መብርሂ Remark

1

Grade B (Cutting Waste)

2

Grade C (Sewing Waste)

3 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብር 10000.00 ( ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ) ስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ። እቲ ስፒኦ ምስ ጨረታ ሰነድ ተዓሺጉ ከቅርብ አለዎ ምስቲ ጨረታ ዘይተዓሸገ  ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ብዝኩነ ይኩን መልክዕ ተቀባልነ ኣህልዎን

4 ጨረታ ዕለት 26/09/2019 ኣ.ፈ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድ.ሰዓት ድልየት ዘሎዎም ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ዝኽፈት ይኸውን።

5 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫት ምካኑ ዘይምካኑ ክጠቅሱ አለዎም እትዘይኮይኑ ግና እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ብዛይ ቫት ተሓሲቡ ይዉሰድ

6 ኣሸናፊ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ካብ ዘሸነፍሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 (ዓሰርተ) ናይ ሰራሕ መዓልቲ ጨረታ ዘሸንፍሉ ጠቅላላ ሒሳብ ኣታዊ ብምግባር ዝሰዓርዎ ተረፈ ምህርቲ (Knitting rags) ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ሰብን ሓይልን ከልዕሉ ይግባእ።እንተዘይኮይኑ ነቲ ጨረታ ዘትሓዝዎ ጨረታ ናብ ትካል ኣታዊ ኮይኑ ትካልና ዝሓሸ ኣማራፂ ይወስድ።

7 ትካልና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሓለወ እዩ።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo