ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅርኩም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ሽም ኣድራሽን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ብምግባ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/ 11/ 2011 ዓም ክሳ 18/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 9:00 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/11/2011 ዓም ሰዓት 9:30 ይክፈት ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344415291 /0344415152 ይደዉሉ

የትግራይ ህዝብ ብዙሃን መገናኛ ድርጅት

መቅረብቲ ካብ ዕለት 16 /11/ 2011 ዓም ከሳብ ዕለት 18/ 11 /2011 ዓም ሰዓት11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 19 /11 /2011 ዓም ሰዓት 4:00 ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03424063 80

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo