ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ውፅኢት ማዕድንን፣ ኢ/ማተሪያል፣ ናይ ማይ መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

የኣፅቢ ወንበርታ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/09/2011ዓ/ም ክሳብ 23/09/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/09/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0343-400033/0343-40010 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo