ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድልየና ኣብ ብሎክ 12 ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ንደሊ ነዛም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማልኡ ካብ ደረጃ 10 ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ብክበሪ ንዕድም

ማሕበር ሓፂንን ዕንፀይትን

1 ቲን ናምበር: 2011 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ንግዲ ፍቃድን ኦርጅናልን ኮፒን ይተሓሓዝ

2 ትካልና ኣብቲ ዝስራሕ ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

3 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ ካብ 17/ 9/ 2011 ዓም ጀሚሩኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁጽሪ 117

4 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ሓሙስ 23/9/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ሓሙስ 23 /9 /2011 ዓም 9:30 ድሕሪ ሰዓት

6 ድርጅትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት በዘይ ምርካቦም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጋሉን

8 ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉ ዝክፈተሉን ቢሮ ቁፅሪ ህንፃ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቢሮ ቁፅሪ 117

9 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል

10 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ 10000 ከትሕዙ ይግባእ

11 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረትሉ ሳይት ፕሮጀከት ኣብ ዉሽጢ 3 ወርሒ ከረክብ ዝክእል

12 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ 50 ብር

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ  0914705142  0914300436

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo