ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው LG ቴሌቭዥን በዓል 43 ኢንች በዝሒ 3፣ ቲቪ ስታንድ ናይ ግድግዳ በዝሒ 4፣ ኬብል ገመድ ጥቅላል 100 ሜትሮ በዝሒ 2፣ LMB በዓል 4 በዝሒ 3፣ ባትሪ ዋይ ቱኤላፋንት ቱኤ በዝሒ170፣ ዲሽ 60 ሸሓነ በዝሒ 2፣ ከለር ፕሪንተር በዝሒ 1 ፣ ረሲቨር በዝሒ 4፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንኸተጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም፡፡

ድምፂ ወያነ ትግራይ ኋ/የተ/የግ/ማህበር

ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንኸተጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም።

1 ናይ 2011 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐዱስን ተወሳኺ እሴት ታክስ (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኾኑን፣

2 ውሕስና ጨረታ ብር 5000.00 ብመልክዕ ሲፒኦ ወይ ካብ ባንኪ ዝተውሃበ (ዝተረጋገፀ) ቼክ ከቕርብ ዝክእል፤

3 ዶኪሜንት ጨረታ ኩልግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 10/09/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምኽፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቁፅሪ ቢሮ 308 ዶክሜንት ክትወስዱ ትኸእሉ፤

4 ዶኩሜንት ጨረታ ፋይናንሻል መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ቢሮ 409 ክትቕርቡ ትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር፤

5 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 10/09/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ንዓሰርተ (10) ናይ ስራሕ መዓልትታት ብምፅናሕ ዕለት 22/09/2011 ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፂዩ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ 4 ፎቅ ኣብ ዝርከብ 404 ኣዳራሽ ይኽፍት።

6 ሰዓራይ ትካል ምስተፈለጠ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ (10) መዓልትታት ብናይ ባዕሉ መጓዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ የረክብ።

7 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓላወ እዩ።

8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ዌብሳይት ድምፂ ወያነ ትግራይ www .dimtsiweyane tigray.com ወይ ድማ ብፌስቡክ ኣድራሻና ኣብ dimtsi weyne tigray ድወት / facebook .com ኣድራሻ ምርካብ ይከኣል።ወይድማ ብኣካል ብምምፃእ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ምውሳድ ይከኣል እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344-410544/46 በፖሰታ ቁፅሪ 450

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo