ኮሌጅ መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኣፅቢ ዝ/ዩ ኣቅሑት /ንብረት/ ናይ GMFA ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክና ሞያ ኮሌጅ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 29/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403663 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo