ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ዓ/ ጉዶም ዝአረጉ ንብረት ናይ ማይ ፓማብ ኬብል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታትን ኣጫሪቱ ክሸጥ ይደሊ 1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ

የዓ/ጉዶም ከተማ መጠጥ ውሃና ፍሳሽ አገልግሎት ጽ/ቤት

ቤት ፅሕፈት  ግልጋሎት ማይን  ፈሳሲን ከተማ  ዓ/ ጉዶም ዝአረጉ ንብረት ናይ  ማይ ፓማብ ኬብል  ዝተፈላለዩ ዓይነት  ንብረታትን  ኣጫሪቱ ክሸጥ ይደሊ 
1  ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን::
2 Tin  መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም::
3   ኩሉ ዶክመንት ኦርጅናል   ፎቶ ኮፒ  ነኒበይኑ አበ ዝተአሸገ ፖስታ  ከቅርብ ዝክእል::
4   ጨረታ መክበሪ  3000.00ብር (ሰለስተ ሽሕ ብር)   ብስፒኦ ወይ  ብጥለ ገንዘብ  ክትሕዝ  አለዎ::
5    ጨረታ ዶኩመንት  ዝርዝር  ዝሐዘ ዘይምለስ  50.00( ሐምሳ ብር) ብምክፋለ ካብ ዕለት 17/11/2006 ዓ/ምጀሚሩ  ካብ ቁፅሪ 3 ምዉሳድ ይካአለ እዩ::
6   መሸናፋይ  ኣካል አሸናፍነቱ ምሰ አረጋገፀ  ኣብ ዉሽጢ  5ተ  ማዓልቲ ዉዕሊ ይአስር::
7  አሸናፋይ  አካል ዉዕሊ ምሰ አሰረ ኣበ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ እቲ ንብረት ኣበ ቤት ፅሕፈት  ግልጋሎት ማይን  ፈሳሲን ከተማ  ዓ/ ጉዶም   መፂኡ ከረክበ ዝክእል ::
8  መሸናፋይ አካል  ክሳብ  ሙሉእ ንሙሉእ አጠቃሊሉ ገንዘብ  ክሳበ ዝከፍል ካብ ዋግኡ 10 %  ፕሮፎርማንስ  ቦንድ ከትሕዝ አለዎ::
9  ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት  01/12/2006 ዓ/ም  ሰዓት 6:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ማዓልቲ  ሰዓት 8:30 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉዎ ይክፈት::
እቲ ቤት  ፅሕፈት ካሊእ  መማረፂ  ተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዪ::
                            ተወሳኪ ሐበሬታ  ብሰቁ  0344-37-00-96

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo