ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንዳስትሪን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-406839/408501

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo