ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምክልካል ሓዊ ባርዕ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕክምና ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ክሳብ 24/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo