ናይ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንብረት ዝኮነት ዝተባላሸወት መኪና ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝተባላሸወት መኪና ብናይ መፅዓንን መራገፍን ፅዒኑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ክንረክብ ንደሊ፡፡

የትግራይ ህዝብ ብዙሃን መገናኛ ድርጅት

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/07/2011ዓ/ም ክሳብ 11/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-406380 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo