ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት: ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : ኣቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ፈርኒቸር :ናይ ፅሬት ኣቁሑትን : ናይ ቧንቧ ኣቁሐትን አዉቶሞቲቭ ኣቁሐት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ

1 ናይ 2007 /2008 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ቫት ወይ ድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምኾምነኩም በቢወርሑ ግብሪ ዝከፈልኩምሉ መረዳእታ ወርሒ ሓምለ 2007 ዓ/ም ደክሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ቲን ናምብር ዘለኩም

4 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለኩም

5 ተጫረቲ ብኣካል ወይ ድማ ብሕጋዊ ወኪሎም መክበሪ ጨረታ

  • ንናይ ህንፃ መሳርሒ 5000 ቅርሺ
  • ንናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ 3000 ቅርሺ
  • ንናይ ኤሌክትሪክ 3000 ቅርሺ
  • ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ
  • ንፈርኒቸር ኣቁሑት 5000 ቅርሺ
  • ንፅሬት ኣቁሑት 2000 ቅርሺ
  • ንናይ ቧንቧ ኣቁሑት 2000 ቅርሺ
  • ንናይ ኣዉቶሞቲቭ ኣቁሑት 2000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ክተትሕዙ ይግባእ

6 አብቲ ዝተዓደለ ሰነድ ንፁር ዋጋ ተመሊኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ዕለት 10/01/2008 ዓ/ም ክሳብ 25/01/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ምእታዉ ይክእሉ

7 ዝሰዓርዉ ንብረት ብዉዕሊ መሰረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ ከቅርቡ አለዎም

8 ተጫረቲ አብቲ ዝምላእ ሰነድ ጨረታ ንፁር ኣድራሻምን ክታምን ከማልኡ አለዎም

9 ንነብሰወከፎም ሰነድ ጨረታ ንምውሳድ  ዝክፈል ዋጋ 30 ቅርሺ ብምካፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ዕ/ፋ/ምም/ንብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ

10 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/01/2008 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4:00  ባዕሎም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

11 ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ተቀባልነት የብሉን

12 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344431202 ይደዉሉ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo