ክ/ከተማ ሓድነት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ማዘጋጃ ናይ ቢሮ ጠረጴዛ፣ ደረቅ ወንበር፣ ሸልፍ፣ ተሽከርካሪ ወንበር ብተወሳኪ ውን ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ሓድነት ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/06/2011ዓ/ም ክሳብ 02/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416284 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo