ተ.ቁ | ዓይነት ኣቅሓ | መለከዒ | በዝሒ | መብር |
1 | ትግርኛ ፊደል ገበታ
|
| 3390 |
|
2 | English alphabet | Pcs | 3390 |
|
3 | Flesh card Tigrigna | Packet | 1685 |
|
4 | Flesh card Tigrigna | Packet | 1685 |
|
በዚ መሰረት ንኽሳተፉ ዝደልዩ ተወዳደርቲ፡-
1. ናይ 2006 ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ
2. ናይ ግበሪ ከፋልነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ክቕርቡ ዝኽእሉ
3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ መቕርቡ ዝኽእሉ
4. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ክቕርቡ ዝኽእሉ
5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ 3000.00 ብት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብሲ.ፒ.ኦ ክትሕዙ ዝኽእሉ
6. ጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ቢድ ቦንስ ማሕተተም ገይሮም ብዚንቬሎፕ ብምእሻግ ኣብ ስራሕ ዕለት ካብ ሰነ 27/2006 ዓ/ም ክሳብ ሓምለ 11/2006 ዓ/ም ድ/ ሰዓት 8፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳጹን ኣታዊ ኽገብሩ ይግባእ።
7. እቲ ጨረታ ሰኑይ ሓምለ 11/2006 ዓ/ም ድሐሪ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ፤ ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ቑፅሩ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝርከብሉ ይኽፈት።
8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኸን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለዎ እዩ።
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-4099-23 ደዊሎም ምሕታት ይከኣል እዩ።