ኣዝሚ ስቲል ስትራክቸር ኢንጂነሪንግ ሓለፈነቱ ዝተወሰነ ኩባንያ ኣበ ኣክሱምን ኣለማጣን ከተማ ንዝተክሎም ናይ ጉና ስራሕቲ ንግዲ ተገጣጠምቲ ናይ ሓፂን መጋዘናት ልምድን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

አዝሚ ስቲል ስትራክቸር ኢንጅነሪንግ

1 ብዘርፉ ኢሊክትሮ መካኒካል ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ግብሪ ከፈልቲ ዋንኡን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 እንተነኣሰ ልዕሊ ክልተ ፕሮጀክትታት ተኪሊ ዘረከበን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ንተከላ ዘድልዩ ክሬን ዌልዲንግ መሸን ጀነሬተር ካልኦት መሳርሕታት ከቅርብ ዝክእል

4 ንጨረታ መከብሪን ጨረታ  እነተሸኒፉ ድማ ንመክበሪ ዉከብ ነዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ብር 50 ሽሕ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ዘድሊ አማለኡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

6 እቶም ልዕል ክብሉ ዝተገለፁ እተማልኡ ተጫረቲ ካብ ዕለት 15/02/2019 ኣፍ ክሳብ 25/02/2019 ኣፈ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ኣብ ዉሽጢ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ካብ ዝርከብ ናይ ኣዝሚ ስትራክቸር ዕደጋ መመርሒ ምርካብ ትክእሉ

7 ጨረታ ዕለት 25/02/2019 ልክዕ ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 930 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ሰነዶም ዝተማለአ እንተኮይኑ ብዘየለዉሉ ክክፈፈት ይክእል እዩ

9 ትካልና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይ ድማ ብሙሉ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብኣካል ወይድማ ብቁፅሪታት ስልኪ 0914727666 ምሕታት ይከኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo