ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ር/ህ/መንግስትን ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስራሕ ይደሊ፤

ሓድነት ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30ይከውን፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት፤

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416284 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo