ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ፀጥታ ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ፖሊስ 4-0086 ናይ መኪና ኣቅሓ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ፤

የትግራይ ክልል አስተዳደር ፀጥታ ቢሮ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ 29/05/2011 ክሳብ 01/06/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ 01/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo