1 ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ወርሒ ሰነ 2007 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2008 ዓ/ም: መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ/TIN/ ከፋላይ ከምኡ ዉን ናይ 2008 ዓ/ም ዘተሐደሰ ሰርተፍኬት መቅረባየነት ከቕርብ ዝክእል::
2 ካብ ትካልና ደጋፊ/ከ /ስ/ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳርን ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ 31 ካብ ዕለት 03 /01 /2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 18/ 01/ 2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብ ብር 30 (ሰላሳ ቅርሽ) ብምግዛእ ክተወስዱ ከምትክእሉ ብምፈላጥ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 18/ 01/ 2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ብምዕፃዉ ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ አብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 9:00 ይኽፈት ብተወሳኪ ኣብ እዋኑ ምኽፋት ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ክርከቡ ይኽእሉ እዩም::
3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 7,000.00 : ንፅሬት ኣቁሑት ብር 4,000.00 : ንሕትመት ስራሕቲ 4,000.00 ብር ብ CPO /ብሲፒኦ/ ከትሕዙ ዝክእሉ::
4 ዝሳዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ሰፐስፊኬሽን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጎዓዝያ መራገፍን ከቕርብ ዝክእል::
5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::
ኣድራሻና: ትግራይ-መቐለ- ቀበሌ 18 ኣድቬንትስት ትምህርቲ ቤት ትሕቲ ኢልካ ንግስቲ ህንፃ ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ 31
ንዝተደለየ ሓበሬታ ስልኪ ደ/ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን 034841 90 41 ሞባይል ቁፅሪ 0914 29 73 43 /09 19 44 74 15 / 09 3225 62 39 ብምድዋልክለኽቡናይኽእሉእዩም::